Tuesday , April 23 2024

ኤሲ ሚላን ብሸቶታት ዛላታን ትደምቕ

ሎሚ ምሸት ከም መቐጸልታ ጸወታ ሰሪ ኣ ጥልያን ኣብ ዘምሰይሉ ኤሲ ሚላን ብሸቶታት ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ቅድሚ ዕረፍትን፡ድሕሪ ዕረፍትን  ብዘመዝገበን ሽቶታት ኣብ ልዕሊ ካግሊያሪ 2ብ0 ብምዕዋት ምስ ኢንተር ዘለዋ ፍልልይ ናብቲ ዝነበሮ ብምምላስ ብ 43 ነጥቢ መሪሕነታ  ትዕቕብ።

 39 ዓመት ንዘላታን ቁጽሪ ሙዃኑ ብግብሪ ዘመስከረ ብድምር 12 ሸቶታት ብምምዝጋብን ምስ ሉካኩን ላውታሮ ማርቲኒዝ ብምስራዕ  ብሓንቲ ሸቶ ካብ ክርስትያኖ ሮናልዶ ድሒሩ ብምህላዉ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com