Thursday , April 25 2024
Credit: Simon Rehnström/SvD/TT

ኤጀንሲ ሲቪላዊ ምህንድስና ሽወደን ን OSCE ነቒፉ።

ኣባላት ኤጀንሲ ሲቪላዊ ምህንድስና ሽወደን (MSB) ነቲ ድሕሪ ወራር ሩስያ ካብ ዩክሬይን ዝገዓዘ OSCE ነቒፉ። ውድብ ጸጥታን ምትሕብባርን ኣውሮጳ ነቲ MSB ዝሰርሓሉ ዝነበረ ፕሮጀክት የወሃህድ ምንባሩ እውን ተፈሊጡ። .

ኲሎም ሽወደናውያን ኣባላት እቲ ኤጀንሲ ሕጂ ተቕሊሎም ከም ዝገዓዙ ዝገለጸ ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን ሕጂ እቲ ኤጀንሲ ነቐፎአታኡ ናብ OSCE ከቕንዖ ምዃኑ ወሲኹ ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com