Thursday , April 25 2024
Johan Nilsson/TT

ኤጀንሲ ጥዕና፡ ኲሎም 65ን ልዕሊኡን ዝዕድሜኦም ራብዓይ ብልቃጥ ክትባት ክወስዱ ኣዚዙ።

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ነቶም ኣብ ኣብ ዕድመ 65ን ልዕሊኡን ዘለዉ ሰባት ራብዓይ ብልቃጥ ክትባት ክወስዱ ኣዚዙ’ሎ።.

እዚ እናኾነ ዕድሜኦም 80ን ልዕሊኡን ዝኾኑ ሰባት ባህርያዊ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም መታን ከይደክም ካልኣይ ዙር መበራትዒ (ቡስተር) ክትባት ክወስዱ ምትሕስሳቡ ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪታ። ካብ 18-64 ዝዕድሜኦምን ባህርያዊ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ዝተዳኸመን ዘበሉ ራብዓይ ብልቃጥ ክትባት ክወስዱ ከም ዝግባእ እቲ አጀንሲ ወሲኹ ኣተሓሳሲቡ’ሎ። 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com