Saturday , April 20 2024

እቲ ዝኸበረ ጫማ ኣብ ዓለም ኣበይ ከምዝርከብ ትፈልጡዶ?

ኣብ ዓለምና እቲ ዝኸበረ ጫማ ዋግኡ 17 ሚሊዮን ዶላር ኮይኑ:ብሓደ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝርከብ ትካል ንምርኢት ቀሪቡ።
እቲ ኣብ ከተማ ዱባይ ንምርኢት ዝቀረበ ጫማ  ኣብ ቦርጅ ኣል ዓረብ ዝተባህለ ፍሉጥ ህንጻ ኮይኑ ብወርቂን 14 ካራት ኣልማዝን ከምኡውን 236  ኩቡራት ማዕድናት ዝተሰርሐ ምኻኑ ተፈሊጡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com