Wednesday , April 24 2024
Austria's Chancellor Alexander Schallenberg (Johanna Geron, Pool Photo via AP) FS117

ኦስትርያ፡ ዜጋታት መሰል ጥራይ ዘይኮነ ግዴታ እውን ኣለዎም

ቻንስለር ሃገረ ኦስትርያ፡ ኣሌክሳንደር ሻለንበርግ፡ ን ቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ክታበት ኮቪድ 19 ምውሳድ እንተደሊኻ እትገድፎ ዘይኮነ ግድነታዊ ሕጋዊ ጒዳይ ምዃኑ ድሕሪ ምምልካት ክሳብ ሕጂ ዘሎ መጠን ክታበት ኣዝዩ ትሑት ምዃኑ ወሲኹ ሓቢሩ። ሓሚሙ ኣብ ትሕቲ ጽዑቕ ክንክን ክኣቱ ዝደሊ የለን፥ ምኽንያቱ ዓራውቲ በቶም ክትባት ኮቪድ 19 ብዘይምውሳዶም ዝሓመሙ ሰባት ተታሒዞም እዮም ዘለዉ” ክብል ምስ በታኒ በል ኣብ ዘካየዶ ርክብ፡ ዜጋታት እታ ሃገር ክኽተቡ ኣጥቢቑ ተላብዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com