Friday , April 19 2024

ከተማ ስቶኮልም ብደረጃ ጽሬት ኣብ ዝተሓተ ትስራዕ!!

ብመስረት ዝተካየድ ሓዱሽ መጽናዕት ከተማ ስቶክሆልም ብጽረት ኣብ ከተማ፣ ኣብ ጎደና ኮነ ኣብ ፓርክታት ከምእውን ኣብ ምእላይ ጎሓፋት እታ ዝተሓተት ተባሂላ ተገምጊማ። እዚ ብ 10 ኪኢላታት ተሰንዩ ኣብ 20 ከተማታት ሽወደን ዝተገብረ መጽናዕቲ ኣብ ጽሬትን ኣተኣላልያ ንምሕደራ ጎሓፋት ኣተኪሩ ዝተገብረ ኮይኑ፣ ከተማታት ሊንሾቢንን ካርልስታድ ኣብ ቅድሚት ክስርዓ ከለዋ ከተማታት ስቶኮልምን ዮተበሪን ድማ እንተን ዝተሓታ ኣብ ጽሬትን ምሕድራን ኮይነን ተረቒሔን።

በቲ ካልእ ኣብዚ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ከምዘነጸሮ እተን ዝበዝሕ ነባሪ ዘለወን ከተማታት ዝተሓተ ጽሬት ክህልወን ከሎ እንተን ብዝሒ ነባሪ ዘይብለን ድማ ዝሓሻ ኮይኑ ተረኺበን በዚ መሰረት ቀዳሞት ጽሬተን ዝተሓልወ ከተማታት።


2. ካርልስታድ, 79%

3. ኢስኩሊስትና, 79%

4. ሃልማ ስታድ, 78%  

5. ሉንዲ, 78%

ዝተሓተ ጽሬት ዘለወን ድማ

1. ስቶኮልም, 51%

2. ዮተበሪ, 54%

3. ሶደርታልያ, 64%

4. ቬስትሮስ, 64%

5. ዮንሾፒንግ, 69%


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com