Friday , April 19 2024
Jessica Gow/TT

ኩሉ ሰብ ኣንጻር ጎነጽ ክለዓል ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ጸዊዑ!!

ቀዳማይ ሚኒስተር ስቲፈን ሉፈን ገበርቲ ገበን ክቕጽዑ ምዃኖም ብምምልካት ኲሎም ዜጋታት ኣንጻር ጎነጽ ደው ክብሉ ኣተሓሳሲቡ።

እዚ ዝተባህለ ሸሞንቲአን ሰልፊታት ሽውደን ኣብ ባይቶ ድሕሪ ዘካየዳኦ ጒዳይ ጎነጽ ዝማእከሉ ዘተ እዩ። “ሰብ ኣብ ካልኦት ራዕዲ ከስፍን ኣዝዩ ተጸላኢ ነገር እዩ” ድማ ኢሉ። “ከምዚ ዝፈትዉ ሰባት ካልእ ዝንባለታት ከማዕብሉ ከነተባብዕ ኣሎና” ክብል ድማ ወሲኹ ገሊጹ።

ንሱ ኣብቲ ኣጋጣሚ መንግስቲ ኡልፍ ክሪኣተርሰን ገበን ኣብ ምክልኻል ምስናፉ ወቒሱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com