Friday , March 29 2024
In this July 8, 2021, file photo, people wear face masks to protect against the spread of the coronavirus after the COVID-19 alert raise to level 3 in Taipei, Taiwan. Two Taiwanese high-tech companies announced a donation (AP Photo/Chiang Ying-ying, File) BKWS301

ኩባንያታት ተክኖሎጂ፡ ክታበት ኮቪድ-19 ዓዲገን

ዓርሞሸሽ ኩባንያታት ተኽኖሎጂ ታይዋን ዝኾና Foxconn ን TSMC፡ ብ350 ሚልዮን ዶላር ዝትመን 10 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19 ካብ ጀርመናዊ ኩባንያ ቢዮንቴክ ሸሚተን፡ ብመልክዕ ሓገዝ፡ ንመንግስቲ ታይዋን ከምዝሃበኦ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

ክልቲአን ኩባንያታት፡ ብማዕረ ኣስተዋጽኦ ዝገበራሉ ሓገዝ ከምዝኾነን ካብቲ ኮቪድ-19 ኣብ ልዕሊ ታይዋን ፈጢርዎ ዘሎ ቅልውላው፡ ቅሩብ ዕረፍት ክኸውን ብምባል ዝተወስደ ስጉምቲ ኮይኑ፡ ክሳብ እቲ ዝኣዘዝናዮ ብዝሒ፡ ኣብ ግዚኡ ኣብ ኢድና ክሳብ ዝበጽሕ ጻዕርና ቀጻሊ እዩ ክብል መስራቲ ኩባንያ Foxconn ዝኾነ ቴሪ ግዎ ፡ ገሊጹ።

 

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com