Friday , March 29 2024

ኩባንያ ቮልክስዋገን፡ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ መካይን ብብዝሒ ከፍሪ ይምድብ

ኩባንያ መካይን ቮልክስዋገን፡ ንመጠን ብዝሒ ብኤሌክትሪክ ናይ ዝሰርሓ መካይን ኣመልኪቱ፡ ኣብ ዓመተ 2030፡ ክሳብ 35% ከፍሪ መዲብዎ ዝነበረ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናብ 70% ክብ ከምዘበሎ ሓቢሩ።

ብኣክሰለረይት (Accelerate) ዝፍለጥ ሓዲሽ ስትራተጂ ብምጅማር፡ ናብ ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ዝግበር መስርሕ ምስግጋር ከቀላጥፎ ወሲኑ ኣሎ።

ኩባንያ ቮልክስዋገን፡ ንፍርያቱ፡ ኣብ ዓመተ 2025፡ ናብ ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምስግጋር፡ ሃይብሪድን ዲጂታላውያን ንምግባረን ናይ 162 ቢልዮን ክሮና ባጀት መዲቡ ከምዘሎ ብምውሳኽ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com