Saturday , April 20 2024

ኩዕሶ ሰክዔት ኣሜሪካ ዝልዓለ ኣታዊ ዘለዎ ዓውዲ

መጽሔት ፎርቢስ ኣብ ናይዚ ወርሒ ሕታማ ዝልዓለ ኣታዊ ዘለዎም ናይ ዚ ዓመት እዚ ስፖርታውያን እቶም ኣብ ኩዕሶ ሰክዔት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ (NBA) ዝነጥፊ ምኻኖም ሓቢራ።

እዚ ዓውዲ ዓመታዊ ኣብቲ ሊግ ንዝጻወቱ ኣትለታት ዝኸፈሎ መጠን ገንዘብ፡ 3,574 ሚልዮን ዶላር ምዃኑ ኢዩ። (3.574 ቢልዮን ዶላር ማለት’ዩ)

ኣብ ክለብ ጎልደን ስቴት ዎርዮር ዝጻወት ስቲፈን ኲሪ ዓመታዊ ብዝረኽቦ 37,457,154 ዶላር ብዝረኽቦ ኣታዊ ኣብ ቅድሚት ክስራዕ ከሎ፡ ካብ ነጋውስ እዚ ዓይነት ስፖርት ምዃኑ ዝእመነሉ ሪብሮን ጄምስ ድማ ዓመታዊ 35,654,150 ዶላር ብምርካብ ይስዕቦ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com