Thursday , March 28 2024

“ክሊክ ኬሚስትሪ” ኣብ ምምዕባል መድሃኒትን እወታዊ ጽልዋ ክህልዎ ከም ዝኽእል ተገሊጹ።

ሽልማት ኖቤልኬሚስትሪ” 2022 ኣብ ኣካላዊ ስነፍልጠትንምምዕባል መድሃኒትን ኣገዳሲ እወታዊ ጽልዋ ክህልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹአሸላሚት ባርቶዚ ኣብ ዓውዲባዮኦርቶጎናልሪኣክሽንስብዝገበረቶ ኣበርክቶ ኣፍልጦ ረኺባ ምጽንሓዝገለጸ ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደንእዚ ክስተት ኣብ ህያዋንዋህዮታት ክፍጠር ምግባር ቅድሚ ሕጂ ዘይሕሰብ ምንባሩወሲኹ ኣብሪሁ’ሎ

ኣብ ንጒሳዊ ኣካዳሚ ሳየንስ ሽወደን ኣባል ኮሚተ ኖቤልከምኡውን ፕሮፌሰርስነህይወታዊ ኬሚስትሪዝኾነ ፒተርሶምፋይእዚ ብተሸለምቲ ኖቤል ኬሚስትሪ ዝተረኽበ ሳየንሳዊሳየንሳዊ ምዕባለ ኣብ ኣካላዊ ስነፍልጠትን ምህዞ መድሃኒትንእወታዊ ጽልዋ ከም ዝህልዎምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝነበሮጻንሒት ገሊጹ’ሎ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com