Friday , March 29 2024

ክራይ ኣባይቲ ብ 2 ሚእታዊት ወሲኹ!!

ዋጋ ኽራይ ን ኣሽቱ ኣብያቲ ኣብ ዝሓለፍ ሰልስተ ኣዋርሕ  ኣብ ሽወደን ብ 2 ሚእታዊት ከምዝወሰኸ ተሓቢሩ። እዚ ማለት ዋጋ ክራይ ዝሓለፋ ሰልስተ ኣዋርሕ ሚያዝያ ግንቦትን ሰነ ምስ ናይ መጀመርያ ኣዋርሕ 2019 ክነጻጸር ከሎ በዚ ዝተገልጸ ኣሃዝ ከምዝወሰከ ማእከላይ ሃገርዊ ስታትስቲክስ ሽወደን (SCB)ገሉጹ ።

እዚ ወሰክ ኣብ ን ኣሽቱ ኣብያቲ, ንጽል ኣባይትን ቪላታት ዝኣመስሉ  መንበሪ ኮይኑ ኣብ ዝበዝሓ ምምሕድራት እዚ ወስኽ ምስ ናይ 2018 ክነጻጸር ከሎ ድማ 3 ሚእታዊ ዕቤት ከምዝርኣየ እቲ ማእከል ወሲኹ ገሉጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com