Tuesday , March 19 2024

“ኮሚሽን ሓቂ ሽወደን” ካብ ህዝቢ ሳሚ ምስክርነታት ክእክብ ጀሚሩ።

“ኮሚሽን ሓቂ ሽወደን” ካብ ህዝቢ ሳሚ ምስክርነታት ክእክብ ጀሚሩ። እዚ ምስክርነት ፖሊሲታት ሽወደን ንህዝቢ ሳሚ ክሳብ
ክንደይ ኣሉታዊ ጽልዋ ኣሕዲሩሉ ዝብል ዛዕባ ማእከል ዝገበረ እዩ። ህዝቢ ሽወደን ካብ ቦትኦም ክፈናቐሉ፡ ንቆልዑ ሽወደን
ዝኸውን ሳጋሚ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ከምኡ’ውን ምጥፋእ ቋንቋን ሓዊስካ ብዙሕ ወጽዓ ክወርዶም ጸኒሑ’ሎ።
ዕማም እዚ ኮሚሽን፡ ተመኲሮ ህዝቦ ሳሚ ብምምዝጋብ ብዛዕባ እዚ ንዘመናት ዝጸንሐ ጭቆና ህዝቢ ግቡእ ንቕሓት ክህልዎ
ንምግባር እዩ። ብዘይካዚ ኣብ 2025 ካሕሳ ዝወሃበሉ ኣገባብ ምሕንጻጽን ንጡፍ ሕብረተሰብ ሳሚ ምህናጽን ቀንዲ ዕማም እዚ
ኮሚሽን ምዃኑ ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com