Thursday , April 25 2024
Dawit Isaak. Foto: Kalle Ahlsén/TT

ኮሜቴ ሕቡራት መንግስታት ብዛዕባ ዳዊት ኢሳቕ መልሲ ኣይረኸበን። ጋዜጣ ዳገንስ ኔሄተር

ኤርትራ ኣብ መጋባእያ ሰብ ኣዊ መሰላት ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጀኔቫ ብተወካሊ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ዝኾነ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ተወኪላ ኣብ ዝቀረበትሉ መድረኽ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከምዝተነቅፈትን ሃለዋት እሱራት ከተፍልጥ ከምዘለዋ ከምዝተሓተት ደቡብ ኣፍሪቃዊ Christof Heynsፕሮፊሰር ገሊጹ።


ጉዳይ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቅ እውን ብሓባር መስቶም ካልኦት ጋዜጠኛታት ከምዝተሓታተሉን መልሲ ከምዘይረኸቡን ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com