Wednesday , April 24 2024
Credit: Paul Wennerholm/TT

ኮርኒልያ ጃኮብስ ተዓዋቲት ሜሎዲፈስቲቫለን ኮይና።

ኮርኔልያ ጃኮብስ ብቐዳም ምሸት ኣብ ዝቶክሆልም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ደርፊ ሜሎዲፈስቲቫለን ተዓዊታ። ኣዐዊታታ ዘላ ደርፊ ሆልድ ሚ ክሎሰር (ሕቖፈኒ) ዘርእስታ እያ።

ድሕሪ ዓወታ ኮርኒልያ ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃበቶ ቃል እዚ ዓወት ኣዕዚዛ ከም እትርእዮ ገሊጻ’ላ። በዚ ድማ ጃኮብስ ኣብ ዝመጽእ ግንቦት ኣብ ቱሪን ዝካየድ ውድድር ዩሮኢዥን ን ሽወደን ክትውክል እያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com