Saturday , April 20 2024
Credit: Johan Nilsson/TT

“ኮቪድ-19” ዝሕቱል ምጒዳል የርኢ።

ካብ ምጅማር እዚ ዓመት፡ ብፍላይ ኣብዘን ዝሓለፋ ሳምታት ኣትሒዙ፡ “ኮቪድ-19” ዝሕቱል ምጒዳል የርኢ ምህላዉ ኣብ
“ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን” ክኢላ ሕማማት ለበዳ ኣንደርሽ ሊንድ ገሊጻ። ምኽንያት ናይዞም ዝኽሰቱ ዘለዉ ሓደስቲ
ሕማማት “ክራከን” ዝተባህለ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮሮና እዩ ክብል ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ኣመልኪቱ’ሎ። እዚ ጅር ዝያዳ ተላባዒ
እዩ ዝበለ እቲ አጀንሲ፥ እንተኾነ ግና ምስ ጅር “ኦሚክሮን” ዝዳረግ ጽኑዕ ሕማም ኣየምጽእን እዩ ክብል ወሲኹ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com