Thursday , April 25 2024
Foto: Jessica Gow/TT.

ኮኾብ ናይ ተሌቪዥን ጋዜጠኛ ካብ ክሲ ጾታዊ ዓመጽ ናጻ ኢኻ ተባሂሉ።

ኮኾብ ናይ ተሌቪዥን ጋዜጠኛን ኣቕራቢን ማርቲን ቲመል ኣብ ቤትፍርዲ ናይ ይግባይ ሕቶኡ ክረአ ድሕሪ ምሕታቱ ናጻ ከም ዝተባህለ ተገሊጹ።

እቲ ክሲ ካብ ዝቐርብ ዓሰርተ ዓመታት ከም ዝሓለፎን ኣርባዕቲኦም ዝቐረቡ መሰኻኽር ንሓድሕዱ ዘይሰማማዕ ቃል ብምሃቦም እዩ እቲ ተኸሳሲ ብናጻ ክሰናበት ተጌሩ ክብል ዳኛ እቲ ቤትፍርዲ ገሊጹ’ሎ።

ማርቲን ብወገኑ ነቲ ከሳሲኡ ብጽላም ስም ክኸሶ ምዃኑ ቃል ሂቡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com