Tuesday , April 23 2024

ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ማቱሳላ ኣብራሃም ብማሕነቅቲ ሂወቱ የሕልፍ።

ኣብ ሺስታ ዝበሃል ከባቢ ዝነብር ዝነበረ ወዲ 20 ዓመት ንእሰይ ማቱሳላ ኣብራሃም  ሂወቱ ብማሕነቅቲ ከምዘሕለፈ ተፈሊጡ።
ስነስርዓት ቀብሩ ሎሚ መዓልቲ 29 ሕዳር 2018 ኣብ ቤተክርስትያን ስፖንጋ ክካየድ እዩ።

ብዛዕባ ዞም ተደጋገምቲ ተርእዮታት ርእይቶኦም ክህቡና ዝተወከስናዮም ሰባት ተመሳሰልቲ ሓደጋታት ይበዝሑ ከምዘለውን ክኢላታት ስነኣእምሮ ነዚ ጉዳይ ብጥልቀት ከጽንዕዎ ከምዝግባእ  ሓቢሮም።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com