Thursday , April 25 2024
ANDREW YATES/TT

ውድድር ንምዕታር ዋንጫ ፕሪመር ሊግ መመሊሱ ይደምቅ!

ትማሊ ክለብ ሊቨርፑል ኣብ ሜዳ ኢትሓድ ኣብ ዝገበረቶ ጸወታ ብ ቀንዲ መታሃላለኽታ ክለብ ማንቸስተር ሲቲ 2 ብ 1 ብምስዓር ኩዕዞ ዘይተሳዕርነት 21 ጸወታ ተገቲኡ። እዚ ድማ ኣብ ዓመተ 2017/18 ውድድር ወቕቲ ዘይተሳዕርነት ማንቸስተር ሲቲ 22 ጸወታ ብ ሊቨርፑል ደው ከምዝበለ ዝዝከር ኮይኑ ማንቸስተር ስቲ ሕነኣ ዝፈደየትሉ ኣጋጣሚ እዩ ኮይኑ።

ኣሰልጣኒ ፐፔ ጋርዴላ ከምዝተዛረቦ ኣብዚ ግጥም ብሉጽ ጸወታ ብምርኣይ ንዝነበርና ፍልልይ ናብ 4 ብምውራድና  ቡዙሓት ጋንታት ንዋንጫ ከምዘቓምታ ብምግባር መቀረት ወስኽናሉ ንርከብ። ኣብዚ ውድድር እንተንስዓር ውድድር ንዋንጫ መብቐዔ ነይሩ ክብል ገሊጹ።

ክሎቭ ብምወገኑ ተጻውተይ ዝኽኣሎም ገሮም እዮም የድንቆም ድማ ገና ውድድር ፕሪመር ሊግ ብኣና ይቅለስ ስለዘሎ ዝመጽእ ጸገም የለን ይብል።

ኣብዚ ግጥም ተጻዋታይ ክለብ ማንቸስተር ሲቲ ብራዚላዊ ፈርዲናንድ ብሉጽ ተጻዋታይ ክስየም ከሎ ኺን ኣውገሮ ብወገኑ ኣብ ሸውዓተ ግጥማት ምስ ሊቨርፑል 7 ሸቶታት ብምምዝጋቡ ላዕለዋይ ኢድ ሒዙ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com