Tuesday , April 23 2024
ADAM IHSE / TT

ዓሰርተ ክልተ ናይ ውቃጦ ሰብ ሞያ ኣብ ዓለም ቦኽሪ ናይ ማስተርስ ዲግሪ ሽልማት ክዕደሉ እዮም።

እቶም ኣቐዲሞም ኣብ ሽወድን ልሙዳት ዝነበሩ ማዕርጋት ተልመዴን ጃርኒማን ከምኡ’ውን ማስተርስ ዲግሪ ዳግማይ ይምለሱ ኣለዉ።


 Credit: Ulla Engberg/Sveriges Radio

ኣብዚ ዓመትዚ ደርዘናት ናይ ውቃጦ ሰብሞያን ኪኢላ ስንጽባቐ ጽፍሪን ናይ ማስተርስ ማዕርግ ረኺቦም ኣለዉ።

ጃንስ ባርግን ሓደ ካብዞም እዚ ማዕርግ ዝተቐበሉ ሰብ ሞያ ውቃጦ እዩ።

“እዚ ተራ ሞያ እዩ ኢሉ ዘስተናዕቕ ሕጂ ይምጻእ! ምስክር ወረቐተይ ሒዘለኹ” ክብል እቲ ምስ ኣርባዕተ ርእሱ ኣብ ስቱድዮ ኣከርስበርጋ ሰሜን ስቶክሆልም ዝሰርሕ በዓለ ሞያ ውቃጦ ጀንስ በርግማን ሓጎሱ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com