Thursday , March 28 2024

ዓቢ ናይ ስራሕ ዕድል ንነበርቲ ማልሞን ከባቢኡን

ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሓት () ማልሞ ንልዕሊ 100 ወሃብቲ ስራሕ ብምዕዳም ዓቢ ናይ ስራሕ ዕድላት ፈጢሩ ስለዘሎ እዚ ዕድል ክትጥቀምሉ ንሕብር::

ዕለት 07 የካቲት 2019

ቦታ slagthuset ,Jörgen kocksgatan 7A, Malmö

ሰዓት 10:00-15:00

አባላት አልኮምፒስ ክፍሊ ትግርኛ ጽቡቅ ዕድል ንትምነየልኩም::

ዓቢ ናይ ስራሕ ዕድል


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com