Tuesday , March 19 2024
A man searches for people in the rubble of a destroyed building in Gaziantep, Turkey, Monday, Feb. 6, 2023. A powerful quake has knocked down multiple buildings in southeast Turkey and Syria and many casualties are feared. (AP Photo/Mustafa Karali)

ዔርዶጋን ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝቕጽል ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅኣተሓላሊፉ።

ፕረሲደንት ቱርክ ረሲፕ ጠይብ ዔርዶጋንኣብ 10 ብምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣመና እተሃስያ ኣውራጃታት እታ ሃገርንሰለስተ ኣዋርሕ ዝቕጽል ህጹጽ እዋን ኣዊጁ’ሎእዚኣዋጅ ግዳያት ናይ ምድሓን መስርሕከምኡ’ውን ሓገዝብቕልጡፍ ንኽበጽሕ ከም ዝሕግዝ ገሊጹ’ሎ።  

ብምኽንያት እዚ ባህርያዊ ሓደጋ ዛጊት ኣሽሓት ምሟቶምተገሊጹ’ሎብመሰረት ፕረሲደንት ዔርዶጋን ቊጽሪ ቱርካውያንመወትቲ 3,549 በጺሑ’ሎ

ኣብ ሶርያ ኸኣ ቊጽሪ ግዳያት 1,600 ምብጽሑ ቢቢሲ ጸብጺባ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com