Friday , March 29 2024
KIERAN MCMANUS/BPI/REX/SHUTTERSTOCK

ዕጫ 5ይ ዙርያ ኤፍ.ኤ.ካፕ ቸልሲ ምስ ማን ይናይትድ የራኽብ!

ኣብ ናይ ሎሚ ዕጫ 5ይ ዙርያ ኤፍ.ኤ.ካፕ ንዓበይቲ ጋንታታት ቸልሲ ምስ ማን ይናይትድን ብምርኻቡ ኣቃልቦ ኣፍቀሪ ስፖርት ስሒቡ ይርከብ። ማን ዩናይትድ ብ ኣላይነት ሶልሽየር ን ቕድሚት ናብ ዋንጫ  ዶ ወይስ ጉዕዞ ነታ
እንኮ ተማዕድዋ ዋንጫ ትግታእ ዝምልስ ጸወታ ክኸውን እዩ። ዝተርፈ ዕጫ ከምዚ ማለት

  • ብሪስቶል ሲቲ ምስ ካብ ዎልቭስ ወይ ሸረውስበሪ ታወን ዝሰዓረት
  • ኤፍ ሲ ዊምበልደን ምስ ሚልዋል
  • ዳንካስተር ምስ ክሪስታል ፓልስ
  • ካብ ሚድልስበሮ ወይ ኒው ፖርት ዝሰዓረት ምስ ማንቸስተር ሲቲ
  • ሲዋን ሲ ምስ ባርነት ወይ ብረንትፎርድ
  • ፖርትስማውዝ ወይ ኪው.ፒ.ኣር ምስ ዋትፎርድ
  • ብራይተን ወይ ዌስት ብሮም ምስ ደርቢ

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com