ዜናታት ሽወደን ብቛንቋ ትግርኛ ሰኑይ 11 Feb. 2019 ፖሊስ ሽወደን ሰራሕተኛታት ተመሲሎም ካብ ዝሰርቁ ገበነኛታት ተጠንቀቑ ይብል። 2. በዓል መዚ ምክትትታል ላዕለዋይ ትምህርቲ፣ ናይ 22 ሰባት ምስክር ወረቐት ሰሪዙ።