Saturday , April 20 2024

ዜና መጽሔት News Magazine 01 ጥቅምቲ 2020

ናይዚ ሰሙን እዚ መደብ ዜና መጽሔት ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት የተኩር፣-

1 . ንሓደሽቲ ተጣየስቲ ሓተቲ ዑቕባ ማለት ኣብ ናይ ምጥያስ ፕሮግራም ንዘሎዉ ተባሂሉ ብምምሕዳራት ናይ ዝዋሃብ ግዚያዊ መንበሪ ገዛዉቲ ብዝምልከት። ዘሎዎ ትርጉምን ሕጋዉነቱን ።

2 . ንምዝዋር መኪና ፍቓድ ንምዉጻእ ኣብ ዝግበር ናይ ክልሰ ሓሳብ ፈተና ካብ ሕጊ ወጻኢ ንዝግበሩ ኣገባባት ብዝምልከት ዝቐረ ሓድሽ እማመ ሕጊ ብዝምልከት።

መታሓሳሰቢ፣ ኩሉኹም ኣብ ዝተፈላለየ ንግድን መዉሃቢ ኣገልግሎት ዝተዋፈርኩም፣ ትካላትኩምን ፍርያትኩምን ንምልላይ ይኹን ሓበሬታ ብመገዲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሓልኩም ይኹን መዋዓዉዒ ሬክላም ክግበረልኩም እትደልዩ፣ ትካላት፣ ማሕበራትን ዉልቀሰንባትን፣ ብመገዲ መሰንጀር ወይ ዉን ኣብ ድሕረ ገጽና ብዘሎ ኣድራሻ ክትዉከሱና ንዕድም።

#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com