ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 18 November 2020 ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. መንግስቲ ሽወደን ንመኸተ ለበዳ ኮሮና ዘድልዩ ተረርቲ ሕግታት ክወስድ ዘኽእሎ ስልጣን ዉሱን ምዃኑ ተሓቢሩ። 2. ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ሕድሕድ ሞትን ስደትን ብምኽታል ዓቢ ጉድኣት ይወርድ ምህላዉ ጸብጻባት ኣረጋጊጾም። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden