ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ መላእ ሽወደን ዝናብ ዝዓብለሎ ዝሑል ኩነታት ኣየር ክሕሉ ኣገልግሎት ትጽቢት ይግበር። ብመሰረት ካብ ውቕያኖሳት ዝነፍስ ዘሎ ዙሑል ኩነታት ኣየር ኣብ ከባቢ ሰሜን ሽወድን ኣብ ግዜ ለይቲ ስጋብ 0 ክህሉ ኣብ ዝተረፈ ከፋል ሽወደን ካብ 15 ስጋብ 20 ዲግሪ ሰንት ግሬድ ክህሉ ትጽቢት ኣሎ።