Friday , April 19 2024
Pontus Lundahl/TT

ዝበዝሑ ሽወደናውያን ካብ ኣውሮፖዊ ሕብረት ወጻኢ ዝመጽእ ሽቕለት ከም ዝመርጹ ተገሊጹ።

ዝበዝሑ ሽወደናውያን ካብ ኣውሮዓዊ ሕብረት ወጻኢ ዝመጽእ ሽቕለት ከም ዝመርጹ ተገሊጹ። እዚ ብ SOM ዩኒቨርሲቲ ዮተበሪ ዝተኻየደ ዳህሳስ እዩ ነዚ ዘረጋገጸ።

እቲ ዳህሳስ ከም ዘመልክቶ ኣብ ክሊ 30ታት ዘለዉ ብፍላይ ነዚ ኣዝዮም እወታዊ ክኾኑ ኣንከለዉ ዕድሚኦም ካብ 50 ንላዕሊ ዘለዉ ግና ኣሉታዊ ገምጋም ከም ዘለዎም እዩ ተፈሊጡ።

ኣብቲ ትካል ትሰርሕ Elena Lindgren እቲ ምውሳኽ ርእይቶ ብምኽንያት ምልዋጥ ፖለቲካዊ ዛዕባትታ ሽወደን እዩ ተባሂሉ’ሎ።

ብዙሓት ሰባት ኣብ ገለ ጽላታት ስእነት ስራሕ ከም ዘሎን ኣብ ህዝባዊ ጽላት ዝያዳ ሰባት ምቚጻር ኣገዳሲ ምዃኑን ገለ ካብቶም ሰባት ዝዛረቡሎም ዘለዉ ዛዕባታት እዮም ተባሂሉ’ሎ።

ብመሰረት ኣሃዛት ኢሚግሬሽን ኣብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት ዝያዳ ፍቃድ ስራሕ ረኺቦም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com