Friday , April 19 2024
ስካተቨርከት
Skatteverket - kontoret Foto: Johan Nilsson / TT / Kod 50090

ዝተረፈ ናይ 7,5 ቢልዮን ክሩነር ቀረጽ ኪኽፈል ይግባእ::

ኣስታት 200,000 ሰባት ዝተረፈ ቀረጾም ኣይከፈሉን። እዚ ድማ ናብ 7.3 ቢልዮን ክሩነር ዚጽጋዕ ኢዩ።

እንተ ነውሐ ሕዳር 12 ኪኽፈል ከም ዘለዎ እቲ ናይ ቀረጽ ቤትጽሕፈት ኣብቲ ጋዜጣዊ መግለጺኡ ይሕብር። 

ካብዞም እተጠቕሱ ሓደ ሲሶ ልዕሊ 65 ዕድመ  ዘለዎም ኢዮም።

እቶም ካብ 100 ክሩነር ዚውሕድ ተረፍ ዘለዎም ግን ኪሻቐሉ ኣይግባእን።

እቲ ተረፍ ክሳዕ ዝመጽእ ዓመት ከም ዕዳ ኮይኑ ኪጸንሕ ይኽእል ኢዩ። 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com