Thursday , April 25 2024
Emil Langvad/TT

ዩኒቨርሲቲ ሉንድ ሽወደን ኣብ መስርሕ ምትላል ንዝሓዞም ሸውዓተ ተመሃሮ ከባርር እዩ።

እዞም ተምሃሮ ኣብ ገዜ መርመራ እናታለሉ እናሃለዉ እዮም ተታሒዞም።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ንጋዜጣ Sysvenskan ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ እዞም መታለልቲ ተመሃሮ ካብ ሓደ መርበብ ሓበሬታ ክረኽቡ ምጽንሖምን ዓሚ ከም እተቓልዐን ገሊጻ።

ኣብ መጀመርታ እዚ ወርሒ ቆንስል ላዕለዋይ ትምህርቲ ኣብ ምትላል ንእተረኽቡ ተመሃሮ ክሰጒግ ምዃኑ ኣፍሊጡ ምንባሩ ይዝከር።

ዛጊት 22 ተመሃሮ በዚ መንገዲ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተኣልዮም ኣለዉ።

ካልኦት 200 ጒዳያት ውሳኔ ክረኽቡ ምዃኖም’ውን ተገሊጹ’ሎ። 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com