Friday , March 29 2024

ዩኒቨርሲቲ ሉንድ ሽወደን ካብተን ሚእቲ ዝበለጻ ዩኒቨርሲታት ዓለም ሓደ ምዃኑ ተገሊጹ

ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም’ውን እቲ ካልኣይ ኣብዚ ተርታ እተመደበ ትካል ኮይኑ’ሎ። ኣብ ተርታ 1000 ዩኒቨርሲታት ከኣ 8 ዩኒቨራሲታት ኣትየን ኣለዋ። እዚ ተርታ ተመሃሮ ሰራሕተኛታትን ምሁራትን ብኸመይ ይረኣያ ዝብል ረቛሒ ከም ዝረአ’ውን ተመልኪቱ።

ዩኒቨርሲታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብቲ ዝርዝር ላዕለዋይ ደረጃ ዝሓዛ ኮይነን ቀዳመይቲ ማሳቹሰትስ ኢንስቲቱተ ቴክኖሎጂ ካብኡ ብምቕጻል ስታንፎርድን ሃርቫርድን ስዒበን ተረቚሐን ኣለዋ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com