Thursday , March 28 2024

ዮሃን ፓርሶን፡ ሊበራላዊ ዓቃባዊ መንግስቲ ኢና ንደሊ።

ሰልፊ ሊበራል፡ ኣብ ስልጣን ንዘሎ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝነበራ ደገፍ ብምጥንጣን፡ ነቲ ብ ኡልፍ ክሪስተርሰን ዝምራሕ ዓቃባዊ ሞደራትና ምዝንባላ ተገሊጹ። ከም ኣካል ናይቲ ምስ ምቕራብ ምርጫ ሬድዮ ሽወደን ምስ ሰልፊታት ባይቶ እተገብሮ ዘላ ቃለመሕትት፡ ምስ ዮሃን ፐርሶን ናይ ሊበራላዊ ሰልፊ ኣብ ዝገበረቶ ጻንሒት፡ እቲ ሰልፊ ኣብ ትምህርቲ፡ ጸዓትን ምውህሃድን ኣገዳሲ ጽገናታት ክካየድ ዝከኣል ሰልፊ ሞደራትናን ክርስትያናዊ ዴሞክራሲን ብሓብር ብዝገብርዎ ጻዕሪ ምዃኑ፡ እንተኾነ ግና ምስ ካልኦት ሰልፊታት እውን ክሰርሑ ድልዋት ምህላዎም ገሊጹ’ሎ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com