Friday , April 19 2024
Singer Sia performs as part of the V Festival at Hylands Parks, Chelmsford, Saturday, Aug 20, 2016. (Joel Ryan/Invision/AP)

ደራፊት ሲያ: ዝሰርሓታ ኣዛራቢት ቪድዮ ክሊፕ: እታ ዝሓመቐት ኣላዪት ኣስሚያታ

ቦኽሪ ስራሕ ሙዚቃዊ ክሊፕ ደራፊት ሲያ እታ ዝሓመቐት ዳይረክተር ከም ዘስመየታን ብ ቅድመ-ኦስካር ዝሓመቐት ቪድዮ ተባሂላ ተረቚሓ ምህላዋን ተገሊጹ።

ኣብዛ Music ዘርእስታ ቪድዮ ዝዋስኣ ኬት ሁድሰንን ተሓጋጋዚት ተዋሳኢት ማዲ ዚግለርን እውን ዝሓመቓ ተዋሳእቲ ተባሂለን ን ሽልማት ጎልደን ራስበሪ ተሓጽየን ኣለዋ።

እዛ ቪድዮ ብፍላይ ንሕማም ኦቲዝም ዘቕረበትሉ ኣገባብ ኣሉታዊ ነቐፌታ ከም ዘስዓበላ እዩ ዝግለጽ ዘሎ። እቶም ነቐፍቲ ንሕሙማት ሓልዮይ ዘይተርኢ”፥ “ግቡእ ምርዳእ ዘይብላ” ክብሉ ብትሪ ነቒፎሟ ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com