Thursday , April 25 2024
Heiko Junge/NTB Scanpix/TT

ደቂተባዕትዮ ኣብ ሃገራዊ ፕሮግራም ክታበት HPV ክካተቱ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ።

ህዩማን ፓፒሎቫ ቫይረስ HPV ምስቲ ሕማም ዘለዎ ሰብ ብዝግበር ኣካላዊ ምትንኻፍ ዝሓለፍ ሕማም ኮይኑ እንድሕሪ ዘይተሓኪሙ ናብ ዝተፈላለየ ዓይነታት ካንሰር ክምዕብል ይኽእል እዩ።

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ንመንግስቲ ኣብ ዘቕረቦ ገምጋም ወጻኢታት እዚ መድሃኒት ዋግኡ ተመጣጣኒ ምዃኑን ብመንገዲ ሃገራዊ ፕሮግራም ክታበት ክዕደል ከም ዝኽእልን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com