Wednesday , April 24 2024
TT

ደወላት ካቴድራል ንኽብሪ ግዳያት ኮቪድ-19 ክድውላ እየን።

ኣብያተ ክርስትያን ሽወደን ንግዳያት ለበዳ ኮሮና ዝዝክር ምድዋል ክግበራ ምዃነን ተገሊጹ። ኣብ ዱሮ ሓድሽ ዓመት ሰዓት ሽዱሽተ ድሕሪ ቀትሪ ደወላት 13 ካቴድራላት ንዝኽሪ ግዳያት ለበዳ ኮሮና ንዓሰርተ ደቓይቕ ብዘይ ምቊራጽ ደወል ከስምዓ እየን። “ፍልይቲ ዓመት ኢና ንዛዝም ዘሎና” ክብል ጳጳስ ኣንትየ ጃክሌን says Archbishop Antje Jackelén in a ካብ ቤተክርስትያን ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com