Friday , March 29 2024
Claudio Bresciani/TT

ድሕሪ ዝቐረበሎም ነቐፌታ ፖለቲከኛታት ናይ ቤተመዘክር ክፍሊት ከደናጒዩ ይውስኑ።

18 መንግስቲ ዝውንነን ኣብያተ-መዘክር ናይ መእተዊ ክፍሊት ዘይምኽፋል ውሳኔአን ክቕጽልኦ እየን ተባሂሉ።

ኣብ ባይቶኣዊ ኮሚተ ባህላዊ ጒዳያት ዘለዉ ፖለቲከኛታት እቲ ኣብያተ-መዘክር ንህዝቢ ናጻ መታን ክኽውን ፈሰስ ንዋይ ክቘርጽዎ ምዃኖም ኣፍሊጦም።

ክርስትያናዊ ዲሞክራት ሮናልድ ኡትቡልት ንጋዜጣ ዳገን ንሂተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ነቲ ዝቐረበሎም ነቐፌታ ምስምዖምን ክሳብ ዝመጽእ ጽድያ መእተዊ ብናጻ ክገብርዎ ምዃኖም ገሊጾም፡


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com