Thursday , April 18 2024
Henrik Holmberg / TT

ድራር ልደት ምናልባት ከይተቐየረ ከም ዘይተርፍ ተገሊጹ::

ብመሰረት ኣብ ስቶክሆም ዝመሰረቱ ባልቲክኣይ ድራር ልደት ምናልባት ከይተቐየረ ከም ዘይተርፍ ገሊጻ።

ኣብ መፍረ ዓሳ ከም ቀለብ ዘገልግል ኣሪንጋን ከሙውን ኣብ መፍረ እንሰሳ ቀለብ ጥሪት ዝኽውን ሶያን ብዙሕ ናይትሮጅንን ፎስፈረስን ከም ዘመንጩን ውዒሉ ሓዶሩ ናብ ባሕሪ ባልቲክ ከም ዝኣቱን ተፈሊጡ።

ተመራማሪ ዩኒቨርሲቲ ሽወደን ፓትሪክ ሄንሪክሰን ሰባት ኲሎም ኣማራጺታት ክምኒ ተመን ባሕሪ ኣሪንጋ ሳልሞንን ዝበሉ ክድህስሱን ከም ዝመክር እንተኾን ግና ምርጫ ሰባት ከም ዘኽብር ተዛሪቡ።

እዞም ካሎኦት ምርጫታት ዝበሃሉ ዘለዉ እዞም ዝስዕቡ እዮም።

ኣብ ክንዲ ተመን ባሕሪ ወይ ሳልሞን ክላሪያስ ከሙኡውን ኣብ ክንዲ እምበቲቶ ሓሰማ ናይ ኣሕምልቲ እምበቲቶ ምፍታን ዝብሉ እዮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com