Wednesday , April 24 2024

ገዲም ተጻዋትይ ጆን ቴሪ ካብ ጸወታ ኩዑሶ እግሪ ተፋንዩ።

ገዲም ሓለቃ ጋንታ ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ዝነበረ ጆን ቴሪ ዝሓለፍ ቀዳም ኣብ መበል 27 ዕድሚኡ ካብ ጸወታ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ተፍንዩ።

ጆን ቴሪ ካብ 1991 ሲጋብ  1995 ምስ ጋንታ ዌስት ሃም ድሕሪ ምጽዋት እዩ ኣብ 1995 ናብ ጋንታ መንእሰያት ክለብ ቸልሲ ዝተጸንበረ።

ኣብዚ ምስ ክለብ ቸልሲ ስጋብ 2017 ዝጸንሓሊ እዋናት ስጋብ ሓለቃ እዛ ጋንታ ብሙኻን 717 ጸዋታታት ብምኽያድን ዓበይቲ ዓወታት ማለት 1 ቻምፕዮን ሊግ፣ 1 ዩሮፒያን ሊግ፣ 5 ፕሪመር ሊግን 5  ኤፍ ኤን 3 ሊግ  ብጠቅልላላ 41 ሸቶታ ብምምዝጋብ ዓበይቲ ዓወታት ክሓፍስ ኪኡሉ ኢዩ ።

ጆን ተሪ ካብ 21 ክፍለ ዘመን ኣብ መስመር ምክልኻል ካብ ዝፈረዩ ተባሂሉ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኢንግሊዝ  ከይተረፈ ዓበይቲ ክብርታት ብምርካብ እዩ  ን ሓደ ዓመት ምስ ክለብ ኣስቶን ቪላ ብምጽዋት ጠቅሊሉ ዝተፋነወ።

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com