Thursday , April 25 2024

ግጥም ግብጽን-ናይጀርያ

ልክዕ ድሕሪ 2 ሰዓት ኣብ ሞንጎ 2 ኣርሓታት ዋንጫ ኣፍሪቃ ናይ ምድብ ግጥም ክካየድ እዩ።
እዚ ግጥም ኣብ ሞንጎ እታ 7 ግዜ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝሰፈስፈትን ካብ ኣፍሪቃ ዝሓየለ ናይ ውሽጢ ሃገር ሊግ ዘለዋ ግብጽን፡ ኣብ ሞንጎ ታ 3 ግዜ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝሰፈሰፈትን ሃገራዊት ጋንታ ግብጽን፡ ኣብ ሞንጎታ 3 ግዜ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝሰፍሰፍትን ኣብ ዋንጫ ዓለምን ኦለምፒክን ጽቡቕ ሽም ዘለዋን ዝበዝሑ ተጻወታ ፕሮፊሺናላት ዝኾነት ሃገራዊት ጋንታ ናይጀርያ ዝካየድ ብ ሙዃኑ ኣዝዮም ብዙሓት ተኸታተልቲ ኣፍ ማይ ሚዒጉ ዝጽበይዎ ዘለው ግጥም እዩ።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com