Thursday , April 25 2024
(AP Photo/Elise Amendola) NYBZ201

ጠለብ ኦም ሓርከም ሽወደን ይዛይድ።

ብምኽንይት ኣብ ሩስያ እተጻዕነ እገዳ ጠለብ ኦም ሓርከም ሽወደን ኣዝዩ ምውሳኹን በዚ ድማ ኲባንያታት ሽወደን መኽሰበን ምስሳኑን ይግለጽ ኣሎ።

ሩስያ ዝዓበየት ኣቕራቢት ጥሑን ውጽኢት ዕንጸይቲ ምንባራን ብምኽንያት ኣብታ ሃገር ተጻዒኑ ዘሎ እገዳታት ኣውሮጳውያን ሸመትቲ ካልእ ዕዳጋታት ሃሰው ኣብ ምባል ከም ዝርከቡን ዝፍለጥ እዩ። ብፍላይ ክሳብ ዝቕጽል ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ኢንድስትሪ ኦም ሓርከም ሽወደን ጸቕጢ ዝፈጥር ጠለብ ክሁ ከም ዝኽእል ብዓርቢ ዝወጸ ጸብጻብ ወንኒ ሳምዊል ክላስ ኣንደርሾን ኣመልኪቱ። ኣብ ሽወደን ብምኽንያት እዚ መኽሰብ ኦም ሓርከም ንምሻጥ ዓብዪ ድሌት ከም ዘሎ ኣንደርሾን ወሲኹ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com