Tuesday , April 23 2024
STOCKHOLM 20200319 Gymnasieelev studerar hemma. Foto: Jessica Gow / TT kod 10070

ጭንቀትን በይንኻ ምዃንን ነቶም ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ዝሰርሑ ተመሃሮ ይጸልዎም።

ብዙሓት ኣብ ካልኣይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ዝሳተፉ ተመሃሮ ነዚ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ኣይፈተዉዎን፡
ክብል ኣብቲ ግምገማ ናይ ሽወደን ናይ ህይወት ዝተሳተፈ ትካል ይሕብር። ሲሶ ካብቶም ርእይቶኦም ዝሃቡ 7500 ተመሃሮ፡ እቲ ዚሰርሑሉ ማሕበራውን ስነልቦናውን ሃዋህው ከም ዘይጠዓሞም ይገልጹ። ብፍላይ ድማ በይናውነትን ጭንቀትን ከም ዘጥቅዖም ይሕብሩ።
ሕብረት ተመሃሮ ሽወደን፡ ነተን ኮምዩናት ስጉምቲ ኪወስዳ ብምጽዋዕ፣ነቶም ተመሃሮ ንምርዳእ ቅኑዕ ስጉምቲ ኪውሰድ ኣለዎ፡ ትብል ኤባ ኮክ፡ ሓላፊት ሕብረት ተመሃሮ ሽወደን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com