Friday , April 19 2024
Credit: Dave Russell/Radio Sweden

ጸወታ ክሪኬት ኣብ ሽወደን ብደቅንስትዮ ኣዝዩ እናተፈትወ ምምጻኡ ተገሊጹ።

ጸወታ ክሪኬት ኣብ ሽወደን ካብ 2015 ንደሓር ከም ስፖርት ካብ ዝምዝገበሉ ንደሓር ተፈታውነቱ እናዓዘዘ ክመጽእ እኳ እንተጸንሐ ዝበዝሑ ተጻወትቱ ደቂተባዕትዮ ኮይኖም እዮም ጸኒሖም።


Credit: Dave Russell/Radio Sweden

እንተኾነ ግና ብዝሐን እናወሰኸ ዝመጸ ደቅርንስትዮ ብፍቕሪ እቲ ጸወታ እናተታሕዛ ምምጽአን ተገሊጹ’ሎ።


Credit: Dave Russell/Radio Sweden

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com