Friday , March 29 2024

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ካብ ኮሜቴ ምጥርናፍ ስድራ ቤት

ከምዝፍለጥ ኣብ ሃገረ ሽወደን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተኻየዱ ምቅይያር ሕግታት ብዙሓት ስድራቤታት ንኽበታተኑ ጠንቂ ከምዝኾነ ዝፍለጥ እዩ።

ኮሜቴ ምጥርናፍ ስድራቤት ምስ ኣባላት ፓርላማ ስዊድን ክገብሮ ድሕሪ ዝጸንሐ ርክባት ንዕለት28 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ ሰዓት12:00 ክሳብ ሰዓት 15:00  ሰላማዊ ሰልፊ ንኽግበር መደብ ወጽዩ ስለዘሎ: ኩላትኩም በዚ ጉዳይ ትግደሱ ሰባትን ደገፍትን ኣብቲ ተመዲቡ ዘሎ ሰዓትን ዕለትን መጺኹም ድምጽኹም ከተስምዑ ጻዊዕትና ነቅርብ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ኣልኮምፒስ ቴለቭዝንን ማሕበራዊ ሚድያን ተኸታተሉና።

ኮሜቴ ምጥርናፍ ስድራቤት


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com