Friday , March 29 2024
Jon Super/TT

ፐፐ ጋርዲዮላ ብሉጽ ኣሰልጣኒ ፕሪመር !!

ፐፐ ጋርደዮላ ንካልኣ ዓመቱ ኣከታቲሉ ን ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ጀርገን ክሎቭን ኣሰልጣኒ ቶተንሃም ኣርጀኒናዊ ፓቸቲኖ ብምስዓር ብሉጽ ኣሰልጣኒ ፕሪመር ሊግ ተባሂሉ ተሸሊሙ። እዚ ድማ ሳልሳይ ኣከታቲሉ ነዚ ክብሪ ዝበጽሔ ድሕሪ ሰር ኣሌክስ ፎርግሰን ሞሪኖን ክኸዉን ኪኢሉ ኣሎ።

ጋርዲዮላ ነዚ ክብሪ ዝበጽሒ ኣብ ፕሪመርሊግ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር

ኣብ ሜዱ`ኡ 18 ግጥማት ዓወት
▶️ካብ ሜዱ`ኡ 18 ግጥም ዓወት፣ 95 ሹቶታት ዘመዝገበ ዓላሚ
▶️26 576 ኩዑሶ ዝተቀባበለት ጋንታ ዝሃነጸ ዓላሚ
▶️683 ናይ ጎል ፈተነ ዝገበረት ጋንታ ዝሃነጸ
▶️98 ተጻዊቱ
▶️32 ተዓዊቱ
▶️4 ማዓረ ተፈላሉ
▶️2 ተሳዒሩ

▶️95 ሹቶታት ኣመዝጊቡ
▶️23 ተመዝጊብዎ

▶️ጋርዲዮላ ኣብ ናይ ምስልጣን ግዚኡ ካብ ዘካዮዶ ግጥማት ካብ ክረክቦ ዝነበሮ
1104 ነጥቢ 906 ኣኪቡ ይርከብ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com