Thursday , April 25 2024

ፒኤስጂ ንነይማር ንምሻጥ ተዳልያ!!

ብ ኣቡዳቢያውያን ሰብ ርእሰማል ትውንነ ፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ነቲ ብኹቡር ዋጋ ዝዓደገቶ ብራዚላዊ ነይማር ንምሻጥ ኩሉ ምድላዋታ ወዲኣ።

ፈረንሳዊ መርበብ ሓበረታ ላ ኢኹብ ከምዝሓበረቶ ክለብ ፒኤስጂ ትኽክል ዋጋ ነይማር ተረኺባ ዓይና ከይሓሰየት ከምቲሸጦ ኣፍሊጣ። ነይማር ናብ ሊግ ፍረንሳ ካብ ዝሰጋገር ብምንእስ እዚ ሊግ ብተወዳዳርነቱን ዘይዕጋበቱ ክገልጽ ምጽንሑን፣ ምስ ተፈላለዩ ተጻወት ክዋጠጥን ከይ ተሃረም ተሃሪመ ብምባልን ናብ ሃገሩ ብራዚል ብዘይምኽንያት ምጋሸ ነዛ ጋንታ ንኽትጻወሮ ልዕሊ ዓቕማ ካብ ዝኾነ ምኽንያት እዩ።

ኣብዚ ሰዓት ዝተፈላለያ ክለባት ኤውሮጳ ዓይነን ዘውደቓሉ ኾይነን ብራዚልን ሪያል ማድሪድ ድማ ገለ ካብተን ብ ኣተኽሮ ንመስርሕ ምስግጛር ነይማር ዝከታተላ ዘለዋ እየን። እንተኾነ ክለብ ፒኤስጂ ተወሓደ ኣብ 2017 ንምስግጋር ነይማር ዘውጸኣቶ ብዝሒ ገንዘብ 222 ሚልዮን ፓውንድ ትጽበ ኣላ።

ፕረዚደንት እዛ ክለብ ናስር ኣላ ኻላፊም ትማሊ ኣብ ዘሃቦ መግለጺ ” ጠባይ ንዘይብሉ ፍሉጣት ተጻወቲ ኣንጻወሮም ኣይንዕገሶምን ”ኢና ብሙባሉ ብዙሓት ተንተንቲ ስፖርት እዚ ዘረባ ናብ ነይማር ዘነጻጸረ ሙኻኑ ይሕብሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com