Friday , April 19 2024
Anders Wiklund/TT

ፓርላማ ሽወደን ንግዝያዊ ሕጊ ዑቕባ 2016 ን ተወሳኺ ክልተ ዓመታት ክናዋሕ ወሲኑ!!

ብመሰረት ፓርላማ ሽወደን ንምጥራንፍ ስድራቤት ዝምልከት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ጉዳይ  ግዚያዊ ሕጊ ዑቕባ 2016 ከምዘለዎ ንኽልተ ዓመት ማለት ስጋብ 2021 ክጸንሕ ክውስን ከሎ፡ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ማለት ናይ ሓደ ዓመት ጥራይ ክወሃብ ዝጸንሔ ድማ ልኽዕ ከምቶም ንካልኦት ስደተኛታት መንበሪ ፍቓድ ይኹን ምጥራንፍ ስድራቤት ሓደ ዓይነት መስል ክወሃቦም ተወሲኑ ።

ኣብዚ ና ይ ሎሚ ውዕሎ ነዚ ናይ ምንዋሕ እማመ ካብ  ሰልፍታት ሞደራተርን ስቫርያ ደሞክራተርን ተቓውሞ ከጋጥሞ ከሎ ብዝተርፉ ሰልፍታት ግና ደገፍ ብምርኻቡ ካብ 20 ሓምለ ጀሚሩ ተግባራዊ ክኸውን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com