Tuesday , April 16 2024

ፖሊስ ሽወደን ቆልዑ ኣብ ኢድ ገበነኛታት ይኣትዉ ከምዘሎዉ ሓቢሩ።

ፖሊስ ሽወደን ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ብጉጅለታት ገበን ወንጄል ንኽሰርሑ ይደፋፍኡን ይኽተቡን ከም ዘለው
ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣብ ከምዚ ዝዓይነቱ ንጥፈት ግዳያት ዝኾኑ ዘለው ቆልዑ ክሳብ 12 ዓመት
ዝዕድሜኦም ስለ ዝርከብዎም እቲ ጉዳይ ዝያዳ ኣሻቃሊ ጌርዎ ከም ዘሎ እቲ ናይ ፖሊስ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።
ፖሊስ ብተወሳኺ ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓደገኛ ምዕባለ ብኣግኡ ንምግታእ ወለድን ሕብረተሰብን ፡ ጻዕርታቶም
ከዛይዱ ተላብዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com