Saturday , April 20 2024

ፖሊስ ሽወደን እተሰርቁ ንብረት ይመልስ።

ፖሊስ ሽወደን ኣብዚ ዝሓለፈ ክረምቲ እተሰርቁ ኣዝዩ ክቡር ንጉሳዊ ቀምሽ ቀብሪ ኣብ ሰሜናዊ ከባቢ Akersberga ኣብ እንዳ ጎሓፍ ተደርብዩ ከም ዝረኸቦ ገሊጹ።

እዚ ናይ 17 ክፍለ ዘመን ምዃኑ ዝተነግረሉ ክልተ ዘውዲን ሓደ በትረ ንጉስን ኣብ 2018 እዩ ካብ ካቴድራል Strängnas ተሰሪቑ።

ኣብ ሰሉስ እተፈነወ መግለጺ ከም ዘብርሆ እዚኦም ክቡራት ኣቕሑ ሰሪቑ ተባሂሉ ዝጥርጠር 22 ዓመት ዝዕድሚኡ መንእሰይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com