Friday , March 29 2024

ፖሊስ ሽወደን ጸረ ግብረሽበራዊ ዘመተ ኣካይዱ።

ፖሊስ ሽወደን ብፍሉይ ተልእኾ ጸረ-ግብረሽበራ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ምዕራባዊ ሽወደን መጠነ-ሰፊሕ ዘመተ ከም ዘካየደ ብረቡዕ ኣፍሊጡ።

ክሳብ ሕጂ ወኪል ስለያ ሸወደን( ሴቦ) ዝሃቦ ርእይቶ የለን።

ኣፈኛ ፖሊስ ክሪስተር ፋችስበሪ ግና ኣብዚ ስርሒት ፖሊስ ኩሉ ዓቐሞም ይጥቀሙ ምህላዎም ገሊጹሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com