Friday , March 29 2024

ፖሊስ ጀርመን ዕጸፋርስ ዝነግድ ዝዓበየ ናይ ኦንላይን መርበብ ይረኽቡ!!

ድሕሪ ናይ ብዙሕ ኣዋርሕ መርመራ ፖሊስ ጀርመን ነዚ ዝዓበየ ኦንላይን ናይ መድሃኒት መሸጣ ዝረኸቡ ኮይኖም ምስዚ ብዝተሓሓዘ 11 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። በዓልመዚ ፖሊስ ፈደራል ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ብዓርቢ ነዚ ስርሒት ምክያዶምን ነቲ ቤትመድሃኒት ክዕጾ ምግባሮምን ገሊጾም።

ኣብዚ እንዳ መድሃኒት ከምኒ ኮኬይንን ሄሮይንን ዝመሰሉ ከበድቲ ዕጸፋርስ ይሽየጡ ምንባሮም እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com